ርክብ ግበር
ብዛዕባ Zanzu.nl ወይ ብዛዕባ’ዞም ኣብ’ዚ ነቚጣ መርበብ ሓበሬታ ዘለዉ ኣርእትታት ገለ ክትብሉ ትደልዩ ዲኹም፧ ኣብ’ዚ ገጽ፡ ነቲ ዝምላእ ቅጥዒ ርኸብዎ።
ኣብ’ዚ ነቚጣ መርበብ ሓበሬታ፡ ብዛዕባ ዝምድናታት፡ ጾታውነት፡ ወይ ብዛዕባ ካልእ ኣርእስቲ ክትዛረቡ ትደልዩ ዲኹም፧ መልስኹም እወ እንተ ኰይኑ፡ ንበዓል ሞያ ክትረኽብዎ ንውከሰኩም።ዛንዙ ብመገዲ ኢ-መይል ገይሩ፡ ውልቃዊ ምኽሪ ኣይህብን እዩ።ብዛዕባ’ቶም ኣብ’ዚ ነቚጣ መርበብ ሓበሬታ ተዘትዩሎም ዘሎ ዝተፈላለዩ ኣርእስትታት ዝምልከት ሓገዝን ምኽርን ዝህባ ብዙሓት ትካላት ኣለዋ።
[መጠወቒ ኣርእስቲ= “ነተን ሓገዝ ዝህባ ትካላት ንምርኣይ፡ ኣብ’ዚ ዝስዕብ ነቚጣ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑ link=”https://zanzu.nl/en/help/”]
Zanzu.nl፡ ነቚጣ መርበብ ሓበሬታ ናይ Rutgersን ማእከል ሞያውያን ጾታውነትን ኰይኑ፡ ከምኡ’ውን ምስ ምትሕብባር፡-