ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምፍሳስ (ወይ ነዝዒ)

ካብ ኣካላት ዝወጽእ ፈሳሲ፡ ንኣብነት፥ ካብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብመትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ፡ መሃንቱስ። ሓድሓደ ግዜ ሕማቕ ሽታ ዘለዎ ብዙሕ ፈሳሲ ይህልወካ። እዚ ብ ረኽሲዝሰዓበ፡ክኸውን ይኽእል።