ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ብጾታዊ ርክብ ንዝመሓላለፍ ረኽሲ ምክልኻል
ካብ ብጾታዊ ርክብ ንዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ምክልኻል ማለት፡ ንሓደ ሰብ ብጾታዊ ርክብ ከጥቅዖ ዝኽእል ረኽስታት ደው ምባል ማለት’ዩ፡ ንኣብነት ኮንዶምብምጥቃም።