ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጉድበ

ተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ ከናፍር ርሕሚ ንሓድሕዱ ዝእከበላ እያ። ዝበዝሐ ክፋል ጉድበጉድበተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ኣብ ውሽጢ ኣካላት’ዩ ዝርከብ። ኣብ ድሕሪት ወገን ከናፍር ርሕሚን ኣብ መኽፈቲ ርሕሚን ተደኵኑ ድማ ኣሎ። ስጉድበ ምስ እትትንከፍን እትድረዝን፡ እታ ጓለንስተይቲ ልዑል ጾታዊ ባህታ ከተስተማቕር ትኽእል።