ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዑደት
ኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል ግዜ ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ ዘሎ ቊጽሪ መዓልታት እዩ። ሓፈሻዊ ገምጋም ናይ’ቲ ዑደትዑደትኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያት ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል…ብዙሕ ምንባብ 28 መዓልታት እኳ እንተዀነ፡ ዝበዝሓ ደቂ-ኣንስትዮ ካብኡ ዝሓጸረ ወይ ዝነውሐ ዑደት ኣለወን። ጽፍዮ እንቋቚሖ፡ 14 መዓልታት ቅድሚ ምጅማር ናይ’ቲ ዝቕጽል ዑደት እዩ ዝካየድ።