ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሰብ-ሰርሖ መትሎ

ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ እትፍጽመሉ ባምቡላ ኰይኑ፡ ዝበዝሕ ግዜ ናይ ዝቐንዐ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ቅርጺ ዘለዎ እዩ። ሰብ-ሰርሖ መትሎሰብ-ሰርሖ መትሎጾታዊ ርክብ እትፍጽመሉ ባምቡላ ኰይኑ፡ ዝበዝሕ ግዜ ናይ ዝቐንዐ መትሎ ቅርጺ ዘለዎ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ፡ ናብ ናትኩም ወይ ናብ ናይ ብጻይኩም ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ መሃንቱስ ንምእታው ክትጥቀሙሉ 'ትኽእሉ ኢኹም።