ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጽፍዮ-እንቋቚሖ

እዚ፡ ግዚኣ ዘእከለት 1 ዋህዮ እንቋቚሖ ካብ ማህደረ እንቋቊሖ እትወጻሉ እዋን እዩ። ጽፍዮ እንቋቚሖ፡ 14 መዓልቲ ቅድሚ ምጅማር ናይ’ቲ ዝመጽእ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ዘጋጥም እዩ። እዚ፡ ኣብ’ቲ ዑደትዑደትኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያት ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል…ብዙሕ ምንባብ፡ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ንእንቋቚሖ ናይ ጓለንስተይቲ ከጽግዮ ዝኽእለሉ እንኮ ግዜ እዩ።  ዋህዮ እንቋቚሖ፡ ንኣስታት 24 ሰዓታት ጥራይ’ዮም ክነብሩ ዝኽእሉ። ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ ን 5 መዓልታት ክነብር ስለዝኽእል፡ መዓልታት ቅድሚ ጽፍዮ እንቋቚሖ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምፍጻም ናብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ከምርሕ ይኽእል እዩ።