ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ድቂ

ዝጸገየት እንቋቚሖ ኣብ' ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ኣደ እያ እትዓቢ። እተን ቀዳሞት 3 ኣዋርሕ ናይ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ድቂድቂዝጸገየት እንቋቚሖ ኣብ' ማህጸን ኣደ እያ እትዓቢ። እተን ቀዳሞት 3 ኣዋርሕ ናይ ጥንሲ…ብዙሕ ምንባብ ክበሃል ከሎ፡ ብድሕሪኡ ድማ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ  እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ይበሃል።