ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ውትረት
ተሪር መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ። ሓደ ወዲ ተባዕታይ መትሎኡ ዝቐንዕ፡ ጾታዊ ስምዒቱ ምስ ዘልዓል ወይ ድማ ብሃንደበት (ንኣብነት ምፍሳስ ዘርኢ እተሓወሶ ሕልሚ ምስ ዝሓልም) እዩ።