ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጸገም ምትሳእ መትሎ

ምስ ምንዋሕ ግዜ ዝፍጠር ጸገም ኮይኑ፡ ሓደ ሰብኣይ መትሎኡ ክቀንዕ ወይ ድማ ፈጺሙ ምቕናዕ ናይ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ዘይብሉ እንተድኣ ኮይኑ። ኣብ ሓደ እዋን፡ ሰብኣይ መትሎኡ ምቅናዕ ክኣብዮ ንቡር’ዩ። ሓደ ሰብኣይ ጸገም ናይምቕናዕ መትሎ ኣለዎ ዝበሃል፡ ብተደጋጋሚ እዚ ተርእዮ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ምስ ዝርአ እዩ።