ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ልልጾታዊ ስምዒት ዘለዓዕል ክፍሊ ኣካላት

ጾታዊ ተነቃፍነት፡ ኣብ’ዚ ክፍሊ ኣካላት እዩ ዝርከብ። እዘን ክፍሊ ኣካላት እንተድኣ ተረሳሲነን፡ ዝተለዓዓለ ጾታዊ ስምዒት ክህልወካ ይኽእል። ተነቀፍቲ ጾታዊ ስምዒት ዝበሃሉ፡ እቶም  ስምዒት ዘለዓዕሉ ኣካላትን ኣብ ከባቢኦም ዘሎ ቦታን ጥራይ ዘይኰኑ፡ ከም እዝኒ፡ ጫፍ ጡብጫፍ ጡብንእሽተይ ዕንኳር ኣብ 'ማእከል ጡብ ናይ ደቂ ሰብ እያ። ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን 2 ጫፍ…ብዙሕ ምንባብ ከብዲ እግሪ፡ ኣእዳው፡ ኣፍ ወዘተ እውን ኣካሎም እዮም። እዞም ጾታዊ ስምዒት ዘለዓዕል ክፍሊ ኣካላት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰብ እተፈላለዩ እዮም።