ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ጾታ
ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና ኢና። ነፍሲ-ወከፍ ባህሊ፡ ጓል ምዃን ወይ ወዲ-ምዃን ማለት እንታይ ማለት ምዃኑ፡ ከምኡ’ውን ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ብኸመይ’ዮም ክዋስኡ ዝግብኦም ዝብል ዝተፈልየ ሓሳባት ኣለዎ። ስለዚ፡ ጾታ ቀዋሚ ረቛሒ ማለት ኣይኰነን፡ ግና ብልምዲታት ማሕበረሰብን ባህልን ናይ ሓደ ቦታን ናይ ሓደ ግዜን ዝጽሎ እዩ።