ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ግብረ-ሰዶማዊት ጓለንስተይቲ

ናብ ከምኣ ጓለንስተይቲ ጾታዊ ስሕበት ዘለዋ ሓንቲ ጓለንስተይቲ። ናይዚ ጉጅለ ኣባል ኮይኑ ዝስምዓ ጓለንስተይቲ ሰዶሞኛዊት (ግብረ-ሰዶማዊት) እያ።