ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ፍቕሪ

ምስ ካልእ ሰብ ሓያል ናይ ምትእስሳር ስምዒት፡ ኣኽብሮትኣኽብሮትኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ናይ ኣድናቖት ስምዒት ምህላው እዩ። ንሓደ ሰብ ተኽብሮ እንተኾይንካ፡…ብዙሕ ምንባብ፡ ፍትወትን መብጽዓን ስምዒት ምህላው። ሰባት ኣብ ዝምድናታቶም ብዙሕ ምስ ፍቕሪፍቕሪምስ ካልእ ሰብ ሓያል ናይ ምትእስሳር ስምዒት፡ ኣኽብሮት፡ ፍትወትን መብጽዓን ስምዒት ምህላው። ሰባት…ብዙሕ ምንባብ ዝተሓሓዝ ስምዒታት ኣለዎም። ንኣብነት፡ ንሓድሕዶም ክረኣኣዩ ደስ ይብሎም፡ ብሓደ ምዃን ጽቡቕ ስምዒት ይፈጥረሎም፡ 'ንሓድሕዶም ይረዳድኡ፡ ሓደ ነቲ ሓደ ሰሓቢ ኮይኑ ይረኽቦ። ፍቕሪ ኣብ መንጎ መጻምዲ፡ ኣዕሩኽ፡ ወለድን ደቆምን፡ ከምኡ’ውን ኣሕዋትን ኣሓትን ይርከብ።