ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ንጽፈተ-ጽግያት

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ጠቕሊላ ካብ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ደው ክትብል ከላ፡ ዝበዝሕ ግዜ ኣብ ከባቢ 50 ዕድሚኣ። ካብ’ዚ ንደሓር ቈልዑ ክትወልድ ኣይትኽእልን እያ።