ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መዳሕንቲ

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ምስ ጠነሰት ኣብ ጎድኒ እቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ  እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ኣብ ማህጸና ዝዓቢ ኣካል እዩ። መኣዛታት ምግቢ ካብታ ኣደ ናብቲ ዕሸል ብመገዲ እቲ መዳሕንቲመዳሕንቲሓንቲ ጓለንስተይቲ ምስ ጠነሰት ኣብ ጎድኒ እቲ ዕሸል ኣብ ማህጸና ዝዓቢ ኣካል እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ይተሓላለፍ፡ ናይቲ ዕሸል ዝጓሓፍ ምህርቲ ከኣ 'ብእኡ ገይሩ ናብታ ኣደ ይምለስ። እቲ መዳሕንትን እቲ ዕሸልን ንሓድሕዱ ብዕትብቲ ይላገብ። እቲ መዳሕንቲ፡ ድሕሪ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ፡ 'ካብ 10 ክሳብ 30 ደቓይቕ ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ኣካላት እታ ኣደ ይወጽእ።