ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ምልዓል ጾታዊ ስምዒት
ናይ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ድሌት ከምዝህልወካ ዝገብር ደስ ዝብል ስምዒት። እቲ ምልዕዓል ኣብ ግዜ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ይውስኽ። ሓደ ወዲተባዕታይ ወይ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ክልዕዓል ከሎ፡ ንሱ ወይ ንሳ ኣብ ጥርዘ ስምዒትጥርዘ ስምዒትእቲ ዝለዓለ ጾታዊ ምልዕዓል። ንሱ ኣዝዩ ባህ ዘብል ስምዒት እዩ። ክሎም ጭዋዳታትካ ይጭበጡ።…ብዙሕ ምንባብ ይ/ትበጽሕ።