ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ወላዲ ምዃን

ኣብ መንጎ ወላድን (ኣደ ወይ ኣቦ) ቆልዓን ዘሎ ምትእስሳር። ክልቲኦም ወለዲ ነቲ ቆልዓ ይከናኸንዎን ክልቲኦም ሓላፍነት ይወስዱሉን።