ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣብ ልዕሊ መጻምድቲ ዝፍጸም ጎነጻዊ ተግባር

እዚ፡ ሓደ ሰብ ንመጻምዱ/ዳ ክጎድእ፡ ከዋርድ ወይ ሸለል ክብል ከሎ/ላ፡ ወይ ንእኡ/ንእኣ ንጾታዊ ርክብ ከገድድ ከሎ/ላ እዩ።