ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መትሎ ናብ ርሕሚ ምእታው ወይ ምስንጣቕ

ሓደ ክፋል ካብ ኣካላትካ (መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ፡ ኣጻብዕ፡ ወዘተ.) ወይ ናብ ናይ ካልእ ሰብ ኣካላት ኣቕሓ 'ምእታው እዩ።