ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዳያፍራም

ናይ ሲሊኮን ቆብዕ፡ እንተዓበየ 8.5 ሰ.ሜ ዝግፍሑ ኰይኑ፡ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ቅድሚ ምፍጻማ ኣብ ርሕማ እተእትዎ እዩ። እዚ ነታ ጓለንስተይቲ ካብ ምጥናስ ይከላኸለላ (ንሱ ሓደ ካብ ኣገባብ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እዩ)። ዲያፍራም ንናይ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ (ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ) መእተዊ ይሽፍን፡ ነቲ ናይ ወዲ-ተባዕታይ 'ዘርኢ ፈሳሲከኣ ናብቲ ማህጸን ከይኣቱ ይዓግት። ድሕነት ንምድንፋዕ፡ ንዋህዮታት ዘርኢ ተባዕታይ ዝቐትል ጀላቲና ኣብ ውሽጥቲ ዲያፍራም ይግበረሉ።