ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ከኒና መከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ዝከላኸል ከኒና (ምክልኻል ጥንሲ ናይ ኣገባብ)። መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ ከኒና ውጽኢታዊ ዝኸውን ሓንቲ ጓለንስተይቲ መዓልታዊ ኣብ ቀዋሚ ግዜ እንተወሲዳቶ ጥራይ እዩ።