ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ሽርሙጥና
ንገንዘብ ወይ ካልእ ረብሓታት ኢልካ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምክያድ። ደቀንስትዮ፡ ደቅተባዕትዮን ቆልዑን ኣብ ምንዝርና ክሳተፉ ይኽእሉ። ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ኤውሮጳ፡ ምንዝርና ብሕጊ ክልኩል ኣይኮነን ክልቲኦም ሰባት ልዕሊ 18 ዓመታት ክሳብ ዝኾኑ።