ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽ

ቅቡል ዘይኰነ ጾታዊ ግህሰት ዘርኢ ባህሪ። ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ደስታ ዝህብን ጽቡቕ ስምዒት ዝፈጥርን ክኸውን ኣለዎ። ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎ ጾታዊ ባህሪጾታዊ ባህሪኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ፡ ጾታውን ስምዒታውን ስሕበት ምህላው። እዚ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ሰብ…ብዙሕ ምንባብ ምስ ዞም ዝስዕቡ ኩነታት ዝሰማማዕ እዩ፡ ክልቲኦም መጻምዲ ፍቓዶም ክህብሉ ኣለዎም፡ ከምኡ’ውን ክግደዱ (ክዕመጹ) የብሎም፡ ስለዚ ክልቲኦም ማዕረ እዮም፡ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምስ ኩነታትን (ንኣብነት፡ ኣብ ምቹእ ዝኾነ ቦታ ክኸውን ኣለዎ) ዕድመ ምጻምዲን ይውስን እዩ፡ ንክልቲኦም መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ድማ ናይ ደስታ ስምዒት ይፈጥረሎም። ኣነዋሪ ባህርያት ጾታዊ ዓመጽዓመጽኣንጻር ድሌት ሰብ፡ ብመትሎ ሰንጢቕካ ዝግበር ጾታዊ ምትንኻፍ እዩ። እቲ ስምንጣቕ ናይ ርሕሚ፡ ብገለ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ዝረኣየሉ ህሞት፡ ሓደ ክብዞም ኲነታት ኣይተማልአን ኣሎ ማለት እዩ።