ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ፍረ-ነብሲ

ሓደ ወዲ ተባዕታይ 2 ፍረ ነብሲ ኣለዎኦ። ፍረ ነብሲ ሓደስቲ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የፍሪ። ኣብ ትሕቲ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ተንጠልጢሉ ዝርከብ ለቖታ ድማ ይርከባ።