ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ጾታዊ ምርስሳን
እዚ፡ መጻምዲ ናይ ክልቲኦም ጾታዊ ስምዒታት ከለዓዕሉ ከለዉ፡ ንኣብነት ፍቕራዊ ምትንኻፋት፡ ምስዕዓም፡ ምትሕቑቛፍ፡ ኣካላት ምድርራዝ ወይ ምልሕሓስ ማለት እዩ። ጾታዊ ምርስሳንጾታዊ ምርስሳንእዚ፡ መጻምዲ ናይ ክልቲኦም ጾታዊ ስምዒታት ከለዓዕሉ ከለዉ፡ ንኣብነት ፍቕራዊ ምትንኻፋት፡ ምስዕዓም፡ ምትሕቑቛፍ፡…ብዙሕ ምንባብ፡ ዝበዝሕ ግዜ ናብ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ናብ ካልእ ዓይነት ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ እዩ ዘምርሕ፡ እዚ ግን ኩሉ ግዜ ኣይኮነን። እዚ ጾታዊ ምርስሳን ንነፍሲ-ወከፍ መጻምዲ እተፈላለየ እዩ።