ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ግቡእ ምስጢራውነት

ሚስጢር ናይ ምሕላው ግቡእ ማለት ናይ ሰባት ሓበሬታ ብሚስጢር ምሓዝ ማለት እዩ። በዓልሞያ ሓፈሻዊ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ወይከኣ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ሚስጢር ናይ ምሕላው ግቡእ ኣለዎም።