ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጾታዊ መጥቃዕቲ

ጾታዊ መጥቃዕቲጾታዊ መጥቃዕቲጾታዊ መጥቃዕቲ ዝበሃል፡ ነቶም ብተፈጥሮኦም ጾታዊ ዝዀኑ ርእይቶታት፡ ኣካላዊ ምልክታትን ተግባራትን ዝመልከት ኰይኑ፡…ብዙሕ ምንባብ ዝበሃል፡ ነቶም ብተፈጥሮኦም ጾታዊ ዝዀኑ ርእይቶታት፡ ኣካላዊ ምልክታትን ተግባራትን ዝመልከት ኰይኑ፡ ነዚኣቶም ከም መፈራርሒ፡ መጽረፊ፡ መዋረዲ ወይ መጕድኢ ተጠቒምካ ነቲ ግዳይግዳይሓደ ሰብ ብሰንኪ ናቱ ዘይኰነ ጉድለት፡ ብሓደ ጉዳይ ክሳቐ ከሎ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ምጥቃዕ እዩ። እዚ፡ ብቃላት ወይ ብዘይ ቃላት ወይ ድማ ብዝርአ ባህርያት ክኸውን ይኽእል። ጾታዊ መጥቃዕቲጾታዊ መጥቃዕቲጾታዊ መጥቃዕቲ ዝበሃል፡ ነቶም ብተፈጥሮኦም ጾታዊ ዝዀኑ ርእይቶታት፡ ኣካላዊ ምልክታትን ተግባራትን ዝመልከት ኰይኑ፡…ብዙሕ ምንባብ ዝብል ቃል፡ ዝበዝሕ ግዜ ኣብ ኵነታት ስራሕ’ዩ ዝንጸባርረቕ፡ ይኹን’ምበር፡ ሰባት ኣብ ዝእከብሉ ዝኾነ ቦታ፡ ንኣብነት ኣብ ከም ብመገዲ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ኢንተርነት ከጋጥም ይኽእል እዩ። ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ኣብ ቀጥታ መስመር ይኹን ኣብ ዘይቀጥታ መስመር ጾታዊ መጥቃዕቲ ምግባር ዘቕጽዕ እዩ።