ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ሆርሞን
ብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ። ብዘይካ’ዚ ሆርሞናት ንደጋዊ ትርኢት፡ ባህርያትን ስምዒታትን ይጸልዉዎ እዮም።