ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ልፋጫዊ ሽፋን
ኣዝዩ ረቂቕ ቀጸላ ናይ ቆርበት (መመብረይን) ኮይኑ፡ ሓፊስ ፈሳሲ (ዓኽታ) ዘለዎ። ገለ ካብቶም ዝሽፍኖም ህዋሳት ኣብ ውሽጢ ኣፍዝርከብ ጽክታት፡ ርሕሚ፡ መሃንቱስ ከምኡ’ውን ማህጸን የጠቓልል። ገለ ቫይረስ ከምኡ’ውን ባክተርያ ብልፋጫዊ መመብረይን ናብ ኣካላት ክኣቱ ይኽእል’ዩ ከምኡ’ውንብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ከስዕብ ይኽእል።