ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሕጊ

እንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ ሕግታት እዩ ዘለዋ። ሕጊ ምስ እተፍርስ፡ ክትቅጻዕ ኢኻ (ገንዘብ ክትከፍል የድልየካ ይኸውን ወይ ድማ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክትከይድ)።