ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሕፍረት

ገለ ሕማቕ ወይ ስግንጢር ነገር ገይረ ኢሎ ኢልካ ምስ ሓሰብካ ዝስምዓካ ናይ ፍርሒ ወይ ጣዕሳ ስምዒት። ሓደ-ሓደ ግዜ፡ ሰባት  ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብሕፍረት ክስምዖም ይኽእል እዩ። እዚ ቀጻሊ ዘጋጥም እንተኾይኑ፡ ሽግር ክኸውን ይኽእል።