ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መርመራ ብጾታዊ -ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት
ሓደ ሰብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽስታት (STIs) ሓሚሙ’ዶ ኣይሓመመን ምርግጋጽ ዝግበር መርመራ። እቲ ሓኪም ሕቶታት ይሓትት፡ ኣብ ጾታውያን ሀዋሳት፡ ኣፍ ኣብ ገለ እዋን’ውን ንመሃንቱስ ውን መርመራ የካይድ። እቲ ሓኪም ኣብቲ ተለኺፉ ዝበሎ ቦታታት፡ ናይ ምራቕ መርመራ፡ ናይደም መርመራ ከካይደልካ እዩ ወይ ድማ ነቲ ሰብ ኣብ መትሓዚ ክትሽይን ክሓተካ ይኽእል እዩ። እቲ ሓኪም ንኹሉ መመርመሪ ናብ ላቦራቶሪ ተወሳኺ መጽናዕቲ ንኽግበረሉ ይልእኾ።