ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መንነት ጾታ
ውሽጥዊ ስምዒት ናይ ወዲ-ተባዕታይ፡ ጓለንስተይቲ ወይ ድማ ክልቲኡ ምህላው። ናይ ሓደ ሰብ ስምዒት ’ዝበዝሕ ግዜ ነቲ ናቱ ወይ ናታ ኣካላዊ ጾታ እዩ ዝመሳሰል። ስግረ-ጾታውያን ሰባት፡ ጾታዊ መንነቶም ምስ ጾታኦም ኣይመሳሰልን እዩ።