ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምንስሓብ

ቅድሚ ዘርኢ ምፍሳስካ ንመትሎ ካብ ውሽጢ ርሕሚ ምውጻእ። እዚ ባህርያዊ እዩ፡ ግና ከኣ ውሑስ ዘይኮነምክልኻል ጥንሲ እዩ  (መከላኸሊ ጥንሲ)። ደቂ-ተባዕትዮ ዝበሕ ግዜ ንምትሎኦል ኣብ ግዜኡ ስለዘየውጽእዎ፡ ቅድሚ ዘርኢ ምፍሳስ፡ ዋህዮታት ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ እናለሓኹ ክፈሱ ይኽእሉ እዮም።