ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምፍሳስ (ወይ ነዝዒ)

ካብ ኣካላት ዝወጽእ ፈሳሲ፡ ንኣብነት፥ ካብ ርሕሚ፡ መትሎ፡ መሃንቱስ። ሓድሓደ ግዜ ሕማቕ ሽታ ዘለዎ ብዙሕ ፈሳሲ ይህልወካ። እዚ ብ ረኽሲዝሰዓበ፡ክኸውን ይኽእል።