ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ርሕሚ
ኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት የራኽቦ። ኣብ ግዜ ጾታዊ ርክብ፡ እቲ መትሎ ናብ ርሕሚ ይኣቱ። ቆልዑ ብርሕሚ ኣቢሎም እዮም ዝውለዱ።