ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ሰብ-ሰርሖ መትሎ
ጾታዊ ርክብ እትፍጽመሉ ባምቡላ ኰይኑ፡ ዝበዝሕ ግዜ ናይ ዝቐንዐ መትሎ ቅርጺ ዘለዎ እዩ። ሰብ-ሰርሖ መትሎ፡ ናብ ናትኩም ወይ ናብ ናይ ብጻይኩም ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ንምእታው ክትጥቀሙሉ 'ትኽእሉ ኢኹም።