ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ስእለ-ጽዩፍ

ሰባት ጾታዊ ርክብ ወይ ካልእ ጾታዊ ተግባራት እናፈጸሙ ዘርእዩ ስእልታትን ቪድዮታትን። ስእለ ጽዩፍ ናይ ሰባት ጾታዊ ድሌት ንምልዕዓል  ይስርሑ።