ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ስግረ-ጾታውያን
እዚ፡ እቲ ኣብ ግዜ ምውላድ ዝነበረ ናይ ሓደ ሰብ፡ ጾታ ምስ’ቲ ምስ ዓበዩ ዝስምዖም ወይ ዘርእይዎ ጾታዊ ባህሪ ዘይሰማማዕ ምስ ዝኸውን እዩ። ሓደ ሰብ ዝያዳ ተባዕታዊ ወይ ድማ ኣንስታዊ፡ ወይ ድማ ካብ ኣንስታዊ ዝያዳ ናይ ተባዕታዊ ባህሪ ዘለዎ፡ ወይ ድማ ናይ ተባዕታይ-ኣንስታይ መንነት ከምዘለዎ ክፍለ ዘይክኣል እዩ። ስግረ-ጾታታዊ ሰብ፡ ብመጥባሕቲ ጾታኡ ክቕይር ይኽእል’ዩ፡ ንሳ/ሱ እንተፈትዩ/ያ ድማ፡ ናይ ሆርሞን መጥባሕቲ ክግበረሎም ይኽእል እዩ።