ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ሻምብቆ ሽንቲ
ጫፍ ናይ መትረብ ሽንቲ። ሽንቲ ካብ ኣካላትና ብመተሓላለፊ ሽንቲ ኣቢሉ ይወጽእ። ኣብ ደቀንስትዮ ኣብ መንጎ ጒድበን ርሕሚን ይርከብ፡ ኣብ ደቅተባዕትዮ ኣብ ጫፍ መትሎ ይርከብ።