ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ሽንቲ
ሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ ፈሳሲ ርስሓት። ብጫ ሕብሪ ዘለዎ ፈሳሲ እዩ።