ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ቀስቢ/ ሓይሊ
ንሓደ ሰብ ብምግዳድ ንሓደ ነገር ከተግብሮ ወይ ድማ ከተግድፎ ፡ ንኣብነትን ብጎነጽን ብምፍርራህን ወይ ድማ ከምቲ እኹል ሰብ ኣብ ልዕሊ ቆልዓ ዘለዎ ሓይሊ ኣብ ልዕሊኦም ልዑል ጽልዋ ወይ ድማ ሓይሊ ስለ ዘልካ ዝግበር እዩ።