ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
በጽሒ
ብዕድመ እኹላት ዝኾኑ ደቂ-ተባዕትዮ ወይ ደቂ-ኣንስትዮ ብዛዕባ ውልቃዊ ሂወቶም ውሳኔ ክገብሩ ብሕጊ ይፍቀደሎም እዩ። ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሓደ ሰብ ዕድሚኡ ዓሰርተ-ሸሞንተ ዓመት ምስ መልአ ከም እኹል ወይ እኽልቲ እዩ ት/ዝሕሰብ።