ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ብሕታዊነት

ንሓደ ሰብ ዝሃብካዮ ሓበሬታ እቲ ሰብ ነዚ ሓበሬታ ናብ ካልእ ሰብ ከየመሓላልፎ ዘለካ መሰል። ሓደ ዶክተር ምስጢርካ የኽብረልካ እዩ።