ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ብጽሕነት
እዚ፡ ናይ ሓደ ቈልዓ ኣካላት' ዝቕየረሉ እዋን እዩ። ኣብ’ዚ ግዜ ጒብዝና ወይ ጒርዝና እዚ ቈልዑ ፍርያም ይኾኑ። ጒብዝና ወይ ጒርዝና ዝጅምረሉ እዋን፡ ዝበዝሕ ግዜ እቶም ቈልዑ ኣብ ሞንጎ 10ን 14ን ዕድመ ምስ ኰኑ እዩ።