ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ
ኣብ ከባቢ ጾታዊ ኣካላት ወይ ድማ መሃንቱስ ዝወጽእ ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ ወይ ድማ ጥረ እዩ። ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ፡ ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ ዝለዓል ኮይኑ፡ ገለ ግዜ ምሕካኽዘኸትል እዩ። ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽስታት (STI) እዩ፡ ከምኡ’ውን ተላባዒ እዩ። ብናይ ቆርበት ንቆርበት ምትንኻፍ’ውን ክመሓላለፍ ይኽእል እዩ። ኮንዶም ኩሉ ግዜ ካብ ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ ክከላኸለካ ኣይክእልን እዩ።