ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብ
ብመልሓስካ ወይ ብኣፍካ ገይርካ 'ናይ ካልእ ሰብ ጾታዊ ኣካላት ከምዝበራበር ምግባር። ኣብ ወዲ-ተባዕታይ ዝግበር ናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብ፡ መትሎ ኣብ ኣፍ ኣእቲኻ ዝግበር ጾታዊ ርክብ ይበሃል። ኣብ ጓለንስተይቲ ዝግበር ናይ ኣፍ ጾታዊ ርክብ፡ ንግዳማዊ ጾታዊ ስምዒት ጓለንስተይቲ፡ ብኣፍ ዝግበር ጾታዊ ርክብ ይበሃል።