ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ንስዓተ-ደም

ካብ ካልእ ሰብ ደም ብምስግጋር እትረኽቦ ሕክምና። እቲ ደም ኣብ ቅልጽም ዝርከብ መትኒ ቨይን እዩ ዝወሃበካ።