ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ንጽፈተ-ጽግያት

ሓንቲ ጓለንስተይቲ ጠቕሊላ ካብ ወርሓዊ ጽግያት ደው ክትብል ከላ፡ ዝበዝሕ ግዜ ኣብ ከባቢ 50 ዕድሚኣ። ካብ’ዚ ንደሓር ቈልዑ ክትወልድ ኣይትኽእልን እያ።